ዓበይቲ ክርስቲያናዊ መንፈሳዊ ቃላት ወይ ናይ ቅዳሴ ቃላትን ትርጉሞምን
- DDT
- Sep 6, 2025
- 1 min read

Major Christian Spiritual or Liturgical words translation
ግእዝ / ትግሪኛ | እንግሊዘኛ/ English |
ኣምላኽ | God |
ፈጣሪ | Creator |
ጎይታ | Lord |
ቅዱስ | Holy |
ስብሓት | Glory |
ምስጋና | Praise (thanks giving) |
ሃሌ ሉያ | Hallelujah (Praise the Lord) |
ምሕረት | Mercy |
ጸጋ | Grace |
ዘለኣለማዊ | Eternal |
ፍቕሪ | Love |
ድሕነት | Salvation |
ኣማላድነት | Intercession |
ብርሃን | Light |










Comments