Elon Musk (ኢሎን ማስክ) ናይ ኣእምሮ ኮምፒተር ይሰርሕ፡
- DDT
- Aug 29, 2020
- 1 min read
Updated: Oct 22, 2020
ኢሎን ማስክ ዝተባህለ ፍሉጥ ኢንጂነር መስራቲ ተስላ ዝበሃላ ብባትሪ ዝሰርሓ መካይንን፤ ስፔስ ኤክስ ዝበሃል ናይ ተፈር ዝመራመርን ሮኬት ዝሰርሕን ዝዉንጭፍን ካምፓኒ ኣብ ተክኖሎጂ ብዙሕ ንጥፈታት ዘካይድ በሊሕ ሰብ ኢዩ፡፡
ኣብ ዕለት 28/08/2020 ናይ ኣእምሮ ኮምፒተር ኣብ ሓሰማ ፈቲኑ::እዚ ኣብ መጽናዕቲኳ እንተሃለወ ንመጻኢ ኣብ ርእሲ ሰብ ተሰዂዑ ካብ ብዙሓት ዓበቲ ናይ ርእሲ ሕማማትን ንካልእን ክሕግዝ ኢንጂነር ኢሎን ማስክ ተስፋ ይገብር::

Comments