top of page
User Interface
Search

New attack on innocent ATM users.

  • DDT
  • Aug 30, 2025
  • 1 min read

ሓድሽ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ተጠቀምቲ ኤቲኤም።

ማሕንቖ ጥረ ገንዘብ (cash trap)

ኣብዚ ቅነ መታለልቲ ካብቲ ዝነበረ ናይ ብኢንተርነትን ብኢሜይልን ብቴለፎን ደዊልካን

መልእኽቲ እና ሰደድካን ዝገብርዎ ዝነበሩ ስርቂ መልክዑ ቀይሮም አብ ኤቲኤማት ሓደ

ነቲ ገንዘብ ክወጽእ ከሎ ዝዓግት መኽደኒ ብምጥቃም በዓል ገንዘብ ከይ ኣስተውዓለ ኤቲኤም

ዝተበላሽወት መሲልዎም ገንዘቦም ከይረኸቡ ይኸዱ ሞ እቲ ሰራቒ ክ ከታተል ብምጽናሕ

ብድሕረኻ ሕልፍ ኢሉ ነታ መኽደኒ ብምኽፋት ገንዘብካ ተሸኪሙ ይኸይድ። እዚ ድሮ ኣብ

ኣሜሪካን ካናዳን ዓዲ እንግሊዝን ተፈጺሙ ኣሎ ። እንግሊዘኛ እትርዱ እዚ ናይ ዜና ጥብቖ

ጠዊቕኩም ረኣይዎ።

ወደሓንኩም ነንሕድሕድና ንተሓላለ።

 
 
 

Comments

Rated 0 out of 5 stars.
No ratings yet

Add a rating

© 2023 BY FREE LINE CREATIVE STUDIO. PROUDLY CREATED WITH WIX.COM

bottom of page